ብሓይሊ ብሰንኪ ማእሰርቲ:ግጭት: ዓመጽ:ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ወይ ንህዝባዊ ስርዓትዝርብሽ ፍጻመታት ዝመዛበል ስደተኛ ይበሃል::
ትብዓት ዝመልኦ ተስፋ ( courageous hope ) ንመናእሰይ ስደተኛታት እንግሊዘኛ ከም ካልኣይ ቋንቋ ምምሃር:ሓገዝ ዕዮ ገዛ ከምኡ ውን ምስቶም ሓደ ዓይነት ባህሊ ዘለዎም ሰባት ብምትእስሳር ሓገዝ የቕርብ::
ትብዓት ዝመልኦ ተስፋ (couragous hope) ንመንእሰያት ስደተኛታት ማሕበረ ሰብ ብጾትን ዓቕሞም ብዝፈቅደሎም መጠን ኣብቲ ኣምላኾም ዝሃቦም ጸጋ ንኽበጽሑ ዘዕጥቆም ኪዳን እዩ።
እምንቶና፦ መንእሰያት ስደተኛታት ባህላዊ መንነቶም እናሓለዉ ኣብቲ ሓድሽ ከባቢኦም ኪስስኑ ይኽእሉ እዮም።
እምንቶና፦ ምትእስሳር ምስ ሕሉፍ ርክብ ምምስራት ነቶም ኣብ ምምዕባል ዘለዉ ሰባት ናይ ምቅርራብን መንነትን ስምዒትን ከም ዝህልዎም ምግባር ኣገዳሲ እዩ።
እምንቶና፦ መንእሰያት ስደተኛታት ደረት ዘይብሉ ኣሳልጦ ንኽረኽቡ ዘኽእሎም ፍሉይ ረብሓታት ኣለዎም።
እምንቶና፦ ንኹሎም መንእሰያት ስደተኛታት ብሉጽ ትምህርቲ ምሃብን ንውልቀ ሰባትን ንማሕበረ ሰብን ብሩህ መጻኢ ንኽረኽቡ ኣገዳሲ እዩ።
እምንቶና፦ ኩሎም መንእሰያት ስደተኛታት ክኢላታት ወይ ደረት ዘይብሉ ኣሳልጦ ኣለዎም።
ክትምህር ትደሊ እንተኾንካ ወይ ንሓደ ዓሚል ክትውከስ እንተደሊኻ ብኽብረትኩም ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ምልእዎ።
ፎርም ብዝኾነ ቋንቋ ክምላእ ይኽእል እዩ።
ብኽብረትኩም ነፍሲ ወከፍ ቆልዓ ዝተፈለየ ነናቶም ፎርም ይምላእ።
We use cookies to analyze website traffic and optimize your website experience. By accepting our use of cookies, your data will be aggregated with all other user data.